A A A A A
Submit

ሐጌ 1

14
እግዚአብሔርም የይሁዳን አለቃ የሰላትያልን ልጅ የዘሩባቤልን መንፈስ፥ የታላቁንም ካህን የኢዮሴዴቅን ልጅ የኢያሱን መንፈስ፥ የቀሩትንም ሕዝብ ሁሉ መንፈስ አስነሣ፤ በንጉሡም በዳርዮስ በሁለተኛው ዓመት በስድስተኛው ወር ከወሩም በሀያ አራተኛው ቀን መጡ፥ የአምላካቸውንም የሠራዊትን ጌታ የእግዚአብሔርን ቤት ሠሩ።
የአማርኛ መጽሐፍ ቅዱስ (Selassie) 1962

14
እግዚኣብሄር ከአ ንመንፈስ ዘሩባቤል ወዲ ሰኣልቲኤል፡ ምስለኔ ይሁዳን ንመንፈስ እያሱ ወዲ ይሆጻዳቅ፡ ሊቀ ኻህናትናን ንመንፈስ ኩሎም እቶም ዝተረፉ ህዝብን ኣንቅሖ። ንሳቶም ከኣ በታ ኻልኣይቲ ዓመት ንጉስ ዳርዮስ፡ ብሳድሰይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒ ድማ ብመበል ዕስራን ኣርባዕተን መዓልቲ መጹ፡ ኣብታ ቤት እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ኣምላኾም ከአ ይሰርሑ ነበሩ።
የአማርኛ መጽሐፍ ቅዱስ (Tigrinya)